#eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanmusic
https://www.youtube.com/playlist?list=PL_HDpehAZI_4Mk0U1PHC7pvVQ9ikk_qXl
(PLAY ALL PARTS)
????ክቡራት ተከታተልቲ RUBA ERI - YouTube ናይዛ ቻነል ቅልጡፍ ምዕባለን ጽጉማት ምሕጋዝን ኣብ ግምት ብምእታው ድሕሪ እታ ሼር ትብል ዘላ ናይ THANKS ገንዘባዊ ሓገዝ (SUPER THANKS ሽምኩም ኣብ ኮመንትስ ደሚቁ ዝርኣየሉ) ኣፍቂደሙልና ኣለዉ። ስለዚ የሕዋት/ኣሓት መታን ጽጉማት ምሕጋዝ ቀጻልነት ክህልዎ - ኣታዊ ናብ ናይ EFRA SHOW ን መጉዓዝያ ክንጥቀመሉ ኢና - ብፍላይ ናብ ርሑቅ ዓዲ ኣብ ንኸደሉ። ስለዚ ኣብታ ድሕሪ SHARE ዘላ THANKS - ኣብ ዝኮነ ናይ RUBA ERI ቪድዮ ጠዊቅኩም ናይ ????2 ዶላር???? ሓገዝኩም ኣይፈላየና።???? እዚ ናይ SUPER THANKS ብቀሊሉ ኣይርከብን - ኩሉ እቲ Like, Share, Subscribe ትገብርዎ ተራእዩ ምካኑ ከነረጋግጸልኩም ንፈቱ። ኣዚና ከኣ ነመስግን። ዘውጻእክሞ ፈጣሪ መሊኡ ይሃብኩም።
Please SUBSCRIBE and SHARE. Thank YOU.
https://www.YouTube.com/c/RUBAERITREA
℗ © Copyright: Ruba Eri Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.